ዘጸኣት 38:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ ገበረ። ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ትርብዒት ነበረ፣ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ነበረ።+
38 ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ ገበረ። ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ትርብዒት ነበረ፣ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ነበረ።+