ዘጸኣት 25:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ኣብቲ ሰደቓ ድማ ወትሩ እንጌራ ምርኣይ ኣብ ቅድመይ ኣንብር።+ ማቴዎስ 12:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ከመይ ኢሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ከም ዝኣተወ፡ ካህናት ጥራይ+ ደኣ እምበር፡ ንሱ ዀነ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኺበልዕዎ ዘይተፈቕደሎም እንጌራ መባእ*+ ከም ዝበልዐዶ ኣየንበብኩምን፧
4 ከመይ ኢሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ከም ዝኣተወ፡ ካህናት ጥራይ+ ደኣ እምበር፡ ንሱ ዀነ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኺበልዕዎ ዘይተፈቕደሎም እንጌራ መባእ*+ ከም ዝበልዐዶ ኣየንበብኩምን፧