ዘጸኣት 37:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ካብ ጽሩይ ወርቂ ድማ ቀዋሚ ቐንዴል+ ገበረ። ነቲ ቐዋሚ ቐንዴል ብሞደሻ ቐጥቂጡ ገበሮ። መቘሚኡን ጕንዱን ጨናፍሩን ጽዋኣቱን ከበብቱን ዕምባባታቱን ብሓደ እተገብረ ነበረ።+
17 ካብ ጽሩይ ወርቂ ድማ ቀዋሚ ቐንዴል+ ገበረ። ነቲ ቐዋሚ ቐንዴል ብሞደሻ ቐጥቂጡ ገበሮ። መቘሚኡን ጕንዱን ጨናፍሩን ጽዋኣቱን ከበብቱን ዕምባባታቱን ብሓደ እተገብረ ነበረ።+