መዝሙር 83:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንስኻ፡ የሆዋ ዝስምካ፡+በይንኻ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ልዑል ምዃንካ ይፍለጡ።+ ሉቃስ 11:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ክትጽልዩ ኸለኹም፡ ከምዚ በሉ፦ ‘ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ።+ መንግስትኻ ትምጻእ።+ ዮሃንስ 12:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣቦ፡ ንስምካ ኣኽብሮ።” ሽዑ፡ ካብ ሰማይ፡ “ኣኽቢረዮ እየ፡ ከም ብሓድሽ እውን ከኽብሮ እየ”+ ዚብል ድምጺ መጸ።+ ግብሪ ሃዋርያት 15:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣምላኽ ካብ ኣህዛብ ንስሙ ህዝቢ ምእንቲ ኼውጽእ፡ ንፈለማ ግዜ ኸመይ ገይሩ ቘላሕታ ኸም ዝገበረሎም፡ ስምኦን+ ኣዘንትዩ ኣሎ።+ ራእይ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+
3 መዝሙር ሙሴ+ እቲ ባርያ ኣምላኽን መዝሙር እቲ ገንሸልን*+ ከምዚ እናበሉ ዘመሩ፦ “ኣታ ዅሉ እትኽእል+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ ግብርኻ ዓብይን ግሩምን እዩ።+ ኣታ ንጉስ ዘለኣለም፡+ መገድታትካ ቕኑዕን ሓቅን እዩ።+