ዘፍጥረት 29:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ከም ብሓድሽ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ እውን ወለደት፣ “ሰለስተ ኣወዳት ስለ ዝወለድኩሉ፡ ሕጂ ሰብኣየይ ናባይ ኪለግብ እዩ” በለት። ስለዚ፡ ስሙ ሌዊ* ተባህለ።+