-
ዘጸኣት 7:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 እቶም ኣብ ኒል ዘለዉ ዓሳ ኸኣ ኪሞቱ እዮም፣ ኒል ድማ ኪጽይእ እዩ፣ ግብጻውያን ከኣ ካብ ኒል ማይ ምስታይ ኣይኪኽእሉን እዮም።”’”
-
-
ዘጸኣት 7:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ካብ ኒል ማይ ኪሰትዩ ስለ ዘይከኣሉ ኸኣ፡ ኵሎም ግብጻውያን ዚስተ ማይ ደልዮም ኣብ ዙርያ ኒል ኰዓቱ።
-