-
ዘጸኣት 10:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 ንሰለስተ መዓልቲ፡ ሓደ ነቲ ኻልኣዩ ኣይረኣየን፡ ሓዲኦም እኳ ኻብ ዝነበሮ ኣይተንስአን፣ ኵሎም እስራኤላውያን ግና ኣብ እተቐመጥዎ ብርሃን ነበሮም።+
-
-
ዘጸኣት 12:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 እቲ ደም ከኣ ኣብተን ዘለኹምወን ኣባይቲ ምልክትኩም ይኹን፣ ነቲ ደም ርእየ ድማ ክሓልፈኩም እየ፣ ንምድሪ ግብጺ ኽወቕዓ ኸለኹ ኸኣ፡ እቲ መዓት ኬጥፍኣኩም ናባኻትኩም ኣይኪመጽእን እዩ።+
-