-
ዘጸኣት 3:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ሕጂ ኺድ እሞ፡ ንዓበይቲ እስራኤል ኣኪብካ ኸምዚ በሎም፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታትኩም፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን ተራእዩኒ፡ “ንዓኻትኩም ብርግጽ ኣስተብሂለልኩም፡+ ነቲ ኣብ ግብጺ ዚገብሩኹም ዘለዉ እውን ኣስተብሂለሉ ኣለኹ።
-
-
ዘሁልቍ 11:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 የሆዋ ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ካብ ዓበይቲ እስራኤል፡ ዓበይትን ኣሕሉቕን ህዝቢ ምዃኖም እትፈልጦም 70 ሰብኡት ኣክበለይ፣+ ናብ ድንኳን ምርኻብ ድማ ውሰዶም፣ ኣብኡ ኸኣ ምሳኻ ደው ኣብሎም።
-