ገላትያ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ብተወሳኺ፡ እዚ እብል ኣለኹ፦ እቲ ድሕሪ 430 ዓመት+ ዝመጸ ሕጊ፡ ነቲ ኣቐዲሙ ብኣምላኽ ዝጸንዐ ኺዳን ኣየፍርሶን፡ ነቲ ተስፋ እውን ኣይስርዞን እዩ።