ዘጸኣት 14:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣነ ድማ ንልቢ ፈርኦን ኪተርር ክሓድጎ እየ፣+ ንሱ ኸኣ ደድሕሪኦም ኪስዕብ እዩ። ኣነ ድማ ብፈርኦንን ብዅሉ ሰራዊቱን ገዛእ ርእሰይ ከኽብር እየ፣+ ግብጻውያን ከኣ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ብርግጽ ኪፈልጡ እዮም።”+ ንሳቶም ድማ ከምኡ ገበሩ።
4 ኣነ ድማ ንልቢ ፈርኦን ኪተርር ክሓድጎ እየ፣+ ንሱ ኸኣ ደድሕሪኦም ኪስዕብ እዩ። ኣነ ድማ ብፈርኦንን ብዅሉ ሰራዊቱን ገዛእ ርእሰይ ከኽብር እየ፣+ ግብጻውያን ከኣ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ብርግጽ ኪፈልጡ እዮም።”+ ንሳቶም ድማ ከምኡ ገበሩ።