ዘጸኣት 14:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ሽዑ፡ ሙሴ ነቶም ህዝቢ፡ “ኣይትፍርሁ።+ ጸኒዕኩም ቁሙ፡ ነቲ የሆዋ ሎሚ ዚገብረልኩም ድሕነት ከኣ ርኣዩ።+ እዞም ሎሚ እትርእይዎም ግብጻውያንሲ፡ ደጊም መሊስኩም ንሓዋሩ ኣይክትርእይዎምን ኢኹም።+ መዝሙር 106:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ማያት ንተጻረርቶም ደፈኖም፣ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይተረፈን።+ መዝሙር 136:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ እሞ፡ንፈርኦንን ንሰራዊቱን ናብ ቀይሕ ባሕሪ ደርበዮም።+
13 ሽዑ፡ ሙሴ ነቶም ህዝቢ፡ “ኣይትፍርሁ።+ ጸኒዕኩም ቁሙ፡ ነቲ የሆዋ ሎሚ ዚገብረልኩም ድሕነት ከኣ ርኣዩ።+ እዞም ሎሚ እትርእይዎም ግብጻውያንሲ፡ ደጊም መሊስኩም ንሓዋሩ ኣይክትርእይዎምን ኢኹም።+