-
ዘጸኣት 18:10, 11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 የትሮ ኸኣ፡ “እቲ ኻብ ግብጽን ካብ ፈርኦንን ዘናገፈኩም፡ እቲ ነዚ ህዝቢ ኻብ ትሕቲ ኢድ ግብጺ ዘናገፈ የሆዋ ይወደስ። 11 ብምኽንያት እቲ ኣብቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዚዕበዩ ዝገበሮ ነገር፡ የሆዋ ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ኸም ዚዓቢ፡ ሕጂ ፈሊጠ” በለ።+
-
-
መዝሙር 106:11, 12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ማያት ንተጻረርቶም ደፈኖም፣
ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይተረፈን።+
-