ዘጸኣት 19:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ካብ ረፊዲም+ ተላዒሎም ናብ በረኻ ሲና መጹ፣ ኣብቲ በረኻ ድማ ሰፈሩ። እስራኤል ከኣ ኣብኡ ኣብ መንጽር እቲ ኸረን ሰፈረ።+ 1 ነገስት 19:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንሱ ድማ ተንሲኡ በልዐን ሰተየን፣ ብሓይሊ እቲ ብልዒ ኸኣ ክሳብ ሆሬብ፡ እቲ ኸረን ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡+ 40 መዓልትን 40 ለይትን ተጓዕዘ። 9 ኣብኡ ድማ ናብ በዓቲ ኣተወ፡+ ኣብኡ እውን ሓደረ፣ እንሆ ኸኣ፡ ቃል የሆዋ ናብኡ መጺኡ፡ “ኤልያስ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ፧” በሎ።
8 ንሱ ድማ ተንሲኡ በልዐን ሰተየን፣ ብሓይሊ እቲ ብልዒ ኸኣ ክሳብ ሆሬብ፡ እቲ ኸረን ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡+ 40 መዓልትን 40 ለይትን ተጓዕዘ። 9 ኣብኡ ድማ ናብ በዓቲ ኣተወ፡+ ኣብኡ እውን ሓደረ፣ እንሆ ኸኣ፡ ቃል የሆዋ ናብኡ መጺኡ፡ “ኤልያስ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ፧” በሎ።