ግብሪ ሃዋርያት 17:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “እምበኣር፡ ደቂ* ኣምላኽ ካብ ኰንና፡+ ኣምላኽ ከምቲ ብብልሓትን ብምህዞን ሰብ እተገብረ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል ጌርና ኽንሓስቦ ኣይግብኣናን እዩ።+
29 “እምበኣር፡ ደቂ* ኣምላኽ ካብ ኰንና፡+ ኣምላኽ ከምቲ ብብልሓትን ብምህዞን ሰብ እተገብረ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል ጌርና ኽንሓስቦ ኣይግብኣናን እዩ።+