ዘሁልቍ 15:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “‘ወዲ ዓዲ ዀነ ወይ ጓና፡ እቲ ብፍላጥ ገለ ነገር ዚገብር ሰብ*+ ግና፡ ንሱ ንየሆዋ ጸሪፉ እዩ እሞ፡ ካብ ህዝቡ ይመንቈስ።