-
ዘጸኣት 18:25, 26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ሙሴ ኸኣ ካብ ኵሉ እስራኤል ክኢላታት ሰባት ሓርዩ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ርእስታት ኪዀኑ፡ ኣሕሉቕ ሽሕ፡ ኣሕሉቕ ሚእቲ፡ ኣሕሉቕ ሓምሳ፡ ኣሕሉቕ ዓሰርተ ገይሩ ሸሞም። 26 ንሳቶም ድማ ነገር ኪልዓል ከሎ፡ ንህዝቢ ፈረዱ። ኣጸጋሚ ነገር ከኣ ናብ ሙሴ የምጽእዎ ነበሩ፣+ ኵሉ ንእሽቶ ነገር ግና ባዕላቶም ፈረዱ።
-