-
ኤፌሶን 6:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኣቱም ጐይተት እውን፡ ጐይታኦምን ጐይታኹምን ኣብ ሰማያት ከም ዘሎ፡+ ኣብኡ ድማ ኣድልዎ ኸም ዘየልቦ ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ ምፍርራህ ሓዲግኩም፡ ከምኡ ግበሩሎም።
-
-
ቈሎሴ 4:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ኣቱም ጐይተት፡ ንስኻትኩም እውን ኣብ ሰማይ ጐይታ ኸም ዘሎኩም ፈሊጥኩም፡ ንባሮትኩም ቅኑዕን ግቡእን ግበሩሎም።+
-