ዘጸኣት 14:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽዑ፡ እቲ ቐቅድሚ እቲ ሰፈር ዚኸይድ ዝነበረ መልኣኽ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ+ ተላዒሉ ናብ ድሕሪኦም ከደ፣ እቲ ቕድሚኦም ዝነበረ ዓንዲ ደበና ኸኣ ናብ ድሕሪኦም ግዒዙ ኣብኡ ደው በለ።+
19 ሽዑ፡ እቲ ቐቅድሚ እቲ ሰፈር ዚኸይድ ዝነበረ መልኣኽ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ+ ተላዒሉ ናብ ድሕሪኦም ከደ፣ እቲ ቕድሚኦም ዝነበረ ዓንዲ ደበና ኸኣ ናብ ድሕሪኦም ግዒዙ ኣብኡ ደው በለ።+