ዘዳግም 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኬፍቅረካን ኪባርኸካን ኬብዝሓካን ከኣ እዩ። እወ፡ ኣብታ ንዓኻ ኺህበካ ንኣቦታትካ ዝመሓለሎም ምድሪ፡+ ፍረ ኸርስኻን ፍረ ምድርኻን እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን ምራኹት ከብትኻን ዕያውቲ ኣባጊዕካን ኪባርኸልካ እዩ።+
13 ኬፍቅረካን ኪባርኸካን ኬብዝሓካን ከኣ እዩ። እወ፡ ኣብታ ንዓኻ ኺህበካ ንኣቦታትካ ዝመሓለሎም ምድሪ፡+ ፍረ ኸርስኻን ፍረ ምድርኻን እኽልኻን ጕዕሽ ወይንኻን ዘይትኻን ምራኹት ከብትኻን ዕያውቲ ኣባጊዕካን ኪባርኸልካ እዩ።+