-
ግብሪ ሃዋርያት 13:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ሕግን ነብያትን ምስ ተነብበ፡+ እቶም መራሕቲ ምኵራብ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንህዝቢ ዚንገር ገለ ዜተባብዕ ቃል እንተ ኣልዩኩም፡ ንገሩ” ኢሎም ለኣኹሎም።