እብራውያን 9:18-20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ስለዚ፡ እቲ ቐዳማይ ኪዳን እኳ ብዘይ ደም ኪዓዪ ኣይጀመረን።* 19 ሙሴ ዅሉ ትእዛዛት ሕጊ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ምስ ነገሮስ፡ ደም ዝራብዓትን ድቤላታትን ምስ ማይን ቀይሕ ጸምርን ሃዛብን ወሲዱ፡ ነታ መጽሓፍን* ንዅሉ እቲ ህዝብን ከምዚ እናበለ ነጺጉሉ እዩ፦ 20 “ደም እቲ ኣምላኽ ክትሕልውዎ ዝኣዘዘኩም ኪዳን እዚ እዩ።”+
18 ስለዚ፡ እቲ ቐዳማይ ኪዳን እኳ ብዘይ ደም ኪዓዪ ኣይጀመረን።* 19 ሙሴ ዅሉ ትእዛዛት ሕጊ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ምስ ነገሮስ፡ ደም ዝራብዓትን ድቤላታትን ምስ ማይን ቀይሕ ጸምርን ሃዛብን ወሲዱ፡ ነታ መጽሓፍን* ንዅሉ እቲ ህዝብን ከምዚ እናበለ ነጺጉሉ እዩ፦ 20 “ደም እቲ ኣምላኽ ክትሕልውዎ ዝኣዘዘኩም ኪዳን እዚ እዩ።”+