ህዝቅኤል 1:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣራእሶም ዝነበረ ጠፈር፡ ከም እምኒ ሰፊሮስ ዚመስል ነበረ፣+ እዚ እውን ዝፋን ዚመስል ነበረ።+ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝፋን ከኣ ትርኢቱ ሰብ ዚመስል ተቐሚጡ ነበረ።+ ራእይ 4:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ተቐሚጡ ዝነበረ ኸኣ፡ ትርኢቱ እምኒ ያስጲስን+ እምኒ ሰርድዮስን* ይመስል ነበረ፣ ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋን ድማ ስመራግዶስ ዚመስል ቀስተ ደበና ነበረ።+
26 ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣራእሶም ዝነበረ ጠፈር፡ ከም እምኒ ሰፊሮስ ዚመስል ነበረ፣+ እዚ እውን ዝፋን ዚመስል ነበረ።+ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝፋን ከኣ ትርኢቱ ሰብ ዚመስል ተቐሚጡ ነበረ።+