ዘጸኣት 40:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ነቲ ኣጸድ+ ድማ ኣብ ዙርያኡ ግበሮ፣ ነቲ መጋረዲ*+ ኸኣ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ኣጸድ ግበሮ። 1 ነገስት 6:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ነቲ ናይ ውሽጢ ኣጸድ+ ከኣ ብሰለስተ መስርዕ ውቑር ኣእማንን ብሓደ መስርዕ ኣግማል ቄድሮስን ሃነጾ።+