ዘጸኣት 30:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ጽልግልግ ምስ በለ* እሞ፡ ኣሮን ቀነዲል ኬብርህ ከሎ እውን ይዕጠን። እዚ ወትሩ ንወሉድ ወለዶኹም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዚቐርብ ዕጣን እዩ።