-
ዘጸኣት 39:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ንኣሮንን ንደቁን ከኣ፡ ካብ ቅጭን በፍታ እተኣልመ ወለል ዚብል ክዳውንቲ ገበሩሎም፣+
-
-
ዘጸኣት 39:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ተፋሒሱ ኻብ እተገብረ ቕጭን በፍታን ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን ብሓደ ብምእላም እተገብረ ኸኣ ቅናት ገበሩ፣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ ገበሩ።
-