ዘሌዋውያን 8:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ሙሴ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ንደቂ ኣሮን ኣቕረቦም፡ ወለል ዚብል ክዳውንቲ ድማ ከደኖም፡ ቅናውቲ ኸኣ ኣቐነቶም፡ መዐመምያ እውን ገበረሎም።*+