ዘሌዋውያን 8:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሙሴ ኸኣ ንኣሮንን ንደቁን ኣቕሪቡ፡ ብማይ ሓጸቦም።+ እብራውያን 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ልብና ኻብ ክፉእ ሕልና ብምንጻግ ነጺሁ፡+ ሰብነትና እውን ብጽሩይ ማይ ተሓጺቡ፡+ ብቕኑዕ ልብን ብምሉእ እምነትን ንቕረብ።