ዘጸኣት 30:23-25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 “ድሕርዚ፡ ብሉጽ ጥዑም ጨና ውሰድ፦ 500 ሲቃል ዝደረቐ ኸርበ፡ ፍርቁ ኸኣ፡ ማለት 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓርፋ፡ 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓንጫ፡ 24 ብሲቃል መቕደስ*+ ከኣ 500 ሲቃል ካብ ቃስያ፡* ሓደ ሂን* ዘይቲ ኣውልዕ። 25 ብእኡ ኸኣ ቅዱስ ዘይቲ ቕብኣት ግበር፣ ብውሕሉል መገዲ ኺዋሃሃድ ኣለዎ።*+ ንሱ ቕዱስ ዘይቲ ቕብኣት እዩ።
23 “ድሕርዚ፡ ብሉጽ ጥዑም ጨና ውሰድ፦ 500 ሲቃል ዝደረቐ ኸርበ፡ ፍርቁ ኸኣ፡ ማለት 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓርፋ፡ 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓንጫ፡ 24 ብሲቃል መቕደስ*+ ከኣ 500 ሲቃል ካብ ቃስያ፡* ሓደ ሂን* ዘይቲ ኣውልዕ። 25 ብእኡ ኸኣ ቅዱስ ዘይቲ ቕብኣት ግበር፣ ብውሕሉል መገዲ ኺዋሃሃድ ኣለዎ።*+ ንሱ ቕዱስ ዘይቲ ቕብኣት እዩ።