-
ዘሌዋውያን 1:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ኢዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ የንብሮ እሞ፡ ንምትዕራቑ ቕቡል ይኸውን።
-
-
ዘሌዋውያን 8:18-21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 ነቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ድዑል ድማ ኣቕረቦ፣ ኣሮንን ደቁን ከኣ ኣእዳዎም ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ ድዑል ኣንበሩ።+ 19 ሙሴ ድማ ሓሪዱ፡ ነቲ ደም ኣብ ዙርያ እቲ መሰውኢ ነጸጎ። 20 ነቲ ድዑል ከኣ በብብልዕቱ ቘራረጾ፣ ሙሴ ኸኣ ነቲ ርእስን ነቲ ቝርጽራጽን ነቲ ስብሒ ዀላሊትን ኣሕረሮ። 21 ነቲ ኣምዑትን ነቲ ኣእጋርን ብማይ ሓጸቦ፣ ሙሴ ድማ ንብዘሎ እቲ ድዑል ኣብቲ መሰውኢ ኣሕረሮ። ንሱ ጥዑም ዝጨናኡ ዚሓርር መስዋእቲ ነበረ። ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ነበረ።
-