-
ዘሌዋውያን 7:34መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
34 ከመይሲ፡ ሓኸለ መስዋእቲ ውዝወዛን እግሪ ቕዱስ ግደን ካብ መስዋእቲ ሕብረት እስራኤላውያን ወሲደ፡ ንእስራኤላውያን ናይ ሓዋሩ ስርዓት ገይረ፡ ንኻህን ኣሮንን ንደቁን ሂበዮም ኣለኹ።+