ዘሌዋውያን 8:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ ኣነ፡ ‘ኣሮንን ደቁን ይብልዕዎ’ ተባሂለ እተኣዘዝኩ፡+ ነቲ ስጋ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣብስልዎ+ እሞ፡ ምስቲ ኣብ መሶብ ሽመት ዘሎ እንጌራ ኣብኡ ብልዕዎ።
31 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ ኣነ፡ ‘ኣሮንን ደቁን ይብልዕዎ’ ተባሂለ እተኣዘዝኩ፡+ ነቲ ስጋ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣብስልዎ+ እሞ፡ ምስቲ ኣብ መሶብ ሽመት ዘሎ እንጌራ ኣብኡ ብልዕዎ።