ዘጸኣት 26:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ነቲ መጋረጃ ኣብ ትሕቲ እቲ መቘለፊታት ስቐሎ፣ ነቲ ታቦት ምስክር+ ድማ ናብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ ኣእትዎ። እቲ መጋረጃ ኸኣ ኣብ መንጎ ቕድስትን+ ቅድስተ ቕዱሳንን+ ይፍለየልኩም። እብራውያን 9:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብኽንየው እቲ ኻልኣይ መጋረጃ ግና፡+ ቅድስተ ቕዱሳን+ እትብሃል ክፍሊ እታ ድንኳን ነይራ።
33 ነቲ መጋረጃ ኣብ ትሕቲ እቲ መቘለፊታት ስቐሎ፣ ነቲ ታቦት ምስክር+ ድማ ናብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ ኣእትዎ። እቲ መጋረጃ ኸኣ ኣብ መንጎ ቕድስትን+ ቅድስተ ቕዱሳንን+ ይፍለየልኩም።