ዘጸኣት 30:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 በዚ ኣቃምማ እዚ ጌርኩም ንዓኻትኩም ኣይትግበሩ።+ ንየሆዋ እተቐደሰ ይኹነልካ። 38 ኬጫንዎ ኢሉ ኸምኡ ዝበለ ዚገብር ዘበለ፡ ካብ ህዝቡ ይመንቈስ።”