ዘጸኣት 37:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 በሳልኤል+ ድማ ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ታቦት+ ገበረ። ንውሓቱ ኽልተ እመትን* ፈረቓን፡ ግፍሑ ኸኣ እመትን ፈረቓን፡ ቍመቱ ድማ እመትን ፈረቓን ነበረ።+