ዘጸኣት 30:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ካብ ነሓሲ ንመሕጸቢ ዚኸውን ገበራን ኣጋሮኡን ግበር፣+ ኣብ መንጎ እቲ ድንኳን ምርኻብን ኣብ መንጎ እቲ መሰውእን ኣንቢርካ ኸኣ፡ ማይ ኣዕርቐሉ።+ ዘጸኣት 38:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ነሓሲ ገበራ፡ ካብ ነሓሲ እውን ኣጋሮኡ ገበረ፣+ መስትያታት* እተን ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኬገልግላ እተወደባ ኣንስቲ ኸኣ ተጠቕመ።