ዘጸኣት 20:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “ንመዓልቲ ሰንበት ቅድስቲ ጌርካ ኽትሕልዋ ዘክር።+ ዘሌዋውያን 19:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “‘ሰናብተይ ሓልዉ፡+ ንመቕደሰይ ከኣ ኣኽብሩ።* ኣነ የሆዋ እየ። ቈሎሴ 2:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 እምበኣር፡ ብብልዕን ብመስተን፡+ ወይ ብምብዓል በዓላት፡ ወይ ብሰርቂ ወርሒ፡+ ወይ ብሰንበት+ ዝመጸ፡ ሓደ እኳ ኣይፍረድኩም። 17 እዝስ ነቲ ዚመጽእ ጽላሎቱ እዩ፣+ እቲ ናይ ሓቂ ግና ክርስቶስ እዩ።+
16 እምበኣር፡ ብብልዕን ብመስተን፡+ ወይ ብምብዓል በዓላት፡ ወይ ብሰርቂ ወርሒ፡+ ወይ ብሰንበት+ ዝመጸ፡ ሓደ እኳ ኣይፍረድኩም። 17 እዝስ ነቲ ዚመጽእ ጽላሎቱ እዩ፣+ እቲ ናይ ሓቂ ግና ክርስቶስ እዩ።+