ፊልጲ 4:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እወ፡ ንዓኻ ኣታ ናይ ሓቂ መዓይይተይ* እውን ክትድግፈን እልምነካ ኣለኹ፣ ንሳተን ምስ ቅሌምንጦስን ምስቶም ስማቶም ኣብ መጽሓፍ ህይወት+ እተጻሕፈ ኻልኦት መዓይይተይን ምእንቲ እቲ ብስራት ኣብ ጐድነይ ዝጸዓራ* እየን። ራእይ 3:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ዚስዕር፡+ ከምኡ ጻዕዳ ኽዳውንቲ ኪኽደን እዩ፣+ ኣነ እውን፡ ንስሙ ኻብ መጽሓፍ ህይወት ከቶ ኣይክድምስሶን እየ፣+ ግናኸ፡ ኣብ ቅድሚ ኣቦይን ኣብ ቅድሚ መላእኽቱን ንስሙ ኽእመኖ እየ።+
3 እወ፡ ንዓኻ ኣታ ናይ ሓቂ መዓይይተይ* እውን ክትድግፈን እልምነካ ኣለኹ፣ ንሳተን ምስ ቅሌምንጦስን ምስቶም ስማቶም ኣብ መጽሓፍ ህይወት+ እተጻሕፈ ኻልኦት መዓይይተይን ምእንቲ እቲ ብስራት ኣብ ጐድነይ ዝጸዓራ* እየን።
5 እቲ ዚስዕር፡+ ከምኡ ጻዕዳ ኽዳውንቲ ኪኽደን እዩ፣+ ኣነ እውን፡ ንስሙ ኻብ መጽሓፍ ህይወት ከቶ ኣይክድምስሶን እየ፣+ ግናኸ፡ ኣብ ቅድሚ ኣቦይን ኣብ ቅድሚ መላእኽቱን ንስሙ ኽእመኖ እየ።+