ዘጸኣት 34:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ኦ የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺበስ፡ ተሪር* ህዝቢ+ እኳ እንተ ዀንና፡ በጃኻ የሆዋ ምሳና ኣብ ማእከልና ኺድ፣+ ስሕተትናን ሓጢኣትናን ድማ ይቕረ በለልና፡+ ርስትኻ ጌርካ እውን ተቐበለና” ኸኣ በለ። ዘዳግም 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ተሪር* ህዝቢ ኢኻ እሞ፡ የሆዋ ኣምላኽካ ነዛ ጽብቕቲ ምድሪ እዚኣ ዜረስትየካ ዘሎ ስለ ጽድቅኻ ኢሉ ኸም ዘይኰነ ፍለጥ።+ ግብሪ ሃዋርያት 7:51 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+
9 “ኦ የሆዋ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺበስ፡ ተሪር* ህዝቢ+ እኳ እንተ ዀንና፡ በጃኻ የሆዋ ምሳና ኣብ ማእከልና ኺድ፣+ ስሕተትናን ሓጢኣትናን ድማ ይቕረ በለልና፡+ ርስትኻ ጌርካ እውን ተቐበለና” ኸኣ በለ።
51 “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም።+