ዘዳግም 9:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ናብ የሆዋ ድማ ከምዚ ኢለ ተማህለልኩ፦ ‘ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ንህዝብኻ ኣይተጥፍኣዮ። ንሳቶም ብዕቤትካ እተበጆኻዮምን ካብ ግብጺ ብሓያል ኢድ ዘውጻእካዮምን+ ጥሪትካ* እዮም።+
26 ናብ የሆዋ ድማ ከምዚ ኢለ ተማህለልኩ፦ ‘ኦ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ ንህዝብኻ ኣይተጥፍኣዮ። ንሳቶም ብዕቤትካ እተበጆኻዮምን ካብ ግብጺ ብሓያል ኢድ ዘውጻእካዮምን+ ጥሪትካ* እዮም።+