ዘጸኣት 25:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ኻባታቶም እትቕበልዎ መባእ እዚ እዩ፦ ወርቂ፡+ ብሩር፡+ ነሓሲ፡+ ዘጸኣት 25:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንቐንዴል ዚኸውን ዘይቲ፡+ ንዘይቲ ቕብኣትን+ ንጥዑም ዝጨናኡ ዕጣንን+ ዚኸውን በለሳን፡