ዘጸኣት 25:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ኣብቲ ሰደቓ ድማ ወትሩ እንጌራ ምርኣይ ኣብ ቅድመይ ኣንብር።+ ዘሌዋውያን 24:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ድኹም ሓርጭ ወሲድካ 12 ዓንኬላዊ ቕጫ ሰንክት። ንሓደ ቕጫ ኽልተ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ይኹን። 6 ኣብቲ ብጽሩይ ወርቂ እተሰርሐ ሰደቓ ድማ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ በብሽዱሽተ ደራሪብካ ኣብ ክልተ መስርዕ ኣንብሮ።+
5 “ድኹም ሓርጭ ወሲድካ 12 ዓንኬላዊ ቕጫ ሰንክት። ንሓደ ቕጫ ኽልተ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ይኹን። 6 ኣብቲ ብጽሩይ ወርቂ እተሰርሐ ሰደቓ ድማ፡+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ በብሽዱሽተ ደራሪብካ ኣብ ክልተ መስርዕ ኣንብሮ።+