ዘጸኣት 27:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ግበር፣+ ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ይኹን። እቲ መሰውኢ ትርብዒት፡ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ይኹን።+
27 “ካብ ዕንጨይቲ ሰራው ድማ መሰውኢ ግበር፣+ ሓሙሽተ እመት* ዝንውሓቱን ሓሙሽተ እመት ዝግፍሑን ይኹን። እቲ መሰውኢ ትርብዒት፡ ቍመቱ ድማ ሰለስተ እመት ይኹን።+