ዘጸኣት 39:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን+ ኣብ መቕደስ ንምግልጋል ዚኸውን ጽቡቕ እተኣልመ ኽዳውንቲ ገበሩ። ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ንኣሮን ቅዱስ ክዳውንቲ ገበሩሉ።+
39 ካብ ሰማያዊ ፈትልን ጁዅ ካብ ዝሕብሩ ጸምርን ካብ ውጹእ ቀይሕ ፈትልን+ ኣብ መቕደስ ንምግልጋል ዚኸውን ጽቡቕ እተኣልመ ኽዳውንቲ ገበሩ። ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ፡ ንኣሮን ቅዱስ ክዳውንቲ ገበሩሉ።+