-
ዘሌዋውያን 6:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 እቲ ኻህን ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የተዓርቆ፣ እቲ በዳሊ ዝገበሮ ዝዀነ ይኹን ነገር ድማ ይቕረ ኺብሃለሉ እዩ።”+
-
-
ዘሌዋውያን 19:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 ስለቲ ዝገበሮ ሓጢኣቱ ድማ፡ እቲ ኻህን በቲ ንመስዋእቲ በደል ዚኸውን ድዑል ገይሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ የተዓርቆ። እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት ከኣ ይቕረ ኺብሃለሉ እዩ።
-