ዘሌዋውያን 10:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ነቶም ዝተረፉ ደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ነቲ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ዝተረፈ መስዋእቲ እኽሊ ውሰድዎ፣ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ እሞ፡+ ቅጫ ጌርኩም ኣብ ጥቓ እቲ መሰውኢ ብልዕዎ።+
12 ሙሴ ድማ ንኣሮንን ነቶም ዝተረፉ ደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ነቲ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ዝተረፈ መስዋእቲ እኽሊ ውሰድዎ፣ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ እሞ፡+ ቅጫ ጌርኩም ኣብ ጥቓ እቲ መሰውኢ ብልዕዎ።+