ዘሌዋውያን 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እቲ ኻብቲ መስዋእቲ እኽሊ ዝተረፈ ድማ፡ ንኣሮንን ንደቁን ይኹን፣+ እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ፡ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።+