ዘጸኣት 30:23-25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 “ድሕርዚ፡ ብሉጽ ጥዑም ጨና ውሰድ፦ 500 ሲቃል ዝደረቐ ኸርበ፡ ፍርቁ ኸኣ፡ ማለት 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓርፋ፡ 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓንጫ፡ 24 ብሲቃል መቕደስ*+ ከኣ 500 ሲቃል ካብ ቃስያ፡* ሓደ ሂን* ዘይቲ ኣውልዕ። 25 ብእኡ ኸኣ ቅዱስ ዘይቲ ቕብኣት ግበር፣ ብውሕሉል መገዲ ኺዋሃሃድ ኣለዎ።*+ ንሱ ቕዱስ ዘይቲ ቕብኣት እዩ። ዘጸኣት 40:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከምቲ ንኣቦኦም ዝቐባእካዮ፡ ንዓታቶም እውን ካህናት ኪዀኑኒ ቕብኣዮም፣+ እቲ ቕብኣቶም ንውሉድ ወለዶኦም ናይ ሓዋሩ ኽህነት ይኹነሎም።”+
23 “ድሕርዚ፡ ብሉጽ ጥዑም ጨና ውሰድ፦ 500 ሲቃል ዝደረቐ ኸርበ፡ ፍርቁ ኸኣ፡ ማለት 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓርፋ፡ 250 ሲቃል ካብ ጥዑም ዝጨናኡ ቓንጫ፡ 24 ብሲቃል መቕደስ*+ ከኣ 500 ሲቃል ካብ ቃስያ፡* ሓደ ሂን* ዘይቲ ኣውልዕ። 25 ብእኡ ኸኣ ቅዱስ ዘይቲ ቕብኣት ግበር፣ ብውሕሉል መገዲ ኺዋሃሃድ ኣለዎ።*+ ንሱ ቕዱስ ዘይቲ ቕብኣት እዩ።