እብራውያን 9:21, 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ከምኡ ድማ ነታ ድንኳንን ንዅሉ ኣቕሑ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎትን* ደም ነጺጉሉ እዩ።+ 22 ከምቲ ሕጊ ኸኣ፡ ዳርጋ ዅሉ ብደም እዩ ዚነጽህ፣+ ደም እንተ ዘይፈሲሱ እውን፡ ሕድገት ኣይከውንን እዩ።+
21 ከምኡ ድማ ነታ ድንኳንን ንዅሉ ኣቕሑ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎትን* ደም ነጺጉሉ እዩ።+ 22 ከምቲ ሕጊ ኸኣ፡ ዳርጋ ዅሉ ብደም እዩ ዚነጽህ፣+ ደም እንተ ዘይፈሲሱ እውን፡ ሕድገት ኣይከውንን እዩ።+