ዘሌዋውያን 8:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ካህናት ኴንኩም ክትሽየሙ* ሸውዓተ መዓልቲ ስለ ዚወስድ፡ መዓልትታት ሽመትኩም ክሳዕ ዚመልኣ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ኻብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኣይትውጽኡ።+