ዘጸኣት 29:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “ካህናት ኪዀኑኒ ኽትቅድሶም ከለኻ እትገብረሎም ነገር እዚ እዩ፦ ሓደ ዝራብዕን ክልተ ኣበር ዘይብሎም ደዓውልን ውሰድ፣+ 2 ዘይበዅዐ እንጌራን ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዓንኬላዊ ቕጫታትን ዘይቲ እተለኽየ ረቀቕቲ ቕጫታትን ድማ ውሰድ።+ ካብ ድኹም ሓርጭ ስርናይ ግበሮ፣
29 “ካህናት ኪዀኑኒ ኽትቅድሶም ከለኻ እትገብረሎም ነገር እዚ እዩ፦ ሓደ ዝራብዕን ክልተ ኣበር ዘይብሎም ደዓውልን ውሰድ፣+ 2 ዘይበዅዐ እንጌራን ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዓንኬላዊ ቕጫታትን ዘይቲ እተለኽየ ረቀቕቲ ቕጫታትን ድማ ውሰድ።+ ካብ ድኹም ሓርጭ ስርናይ ግበሮ፣